Fessehaye Desta wrote ዕላማን መትከልን - TopicsExpress



          

Fessehaye Desta wrote ዕላማን መትከልን ዘይብሎም ሰባት ካብ ተጸንቢሮም ዘዳኹሙኻ ብማዕዶ ኮይኖም ክሓምዩኻ ይሓይሽ፡ ፡ ምክንያቱ፡ ዕላማን መርገጽን ስለዘይብሎም፡ ሒመትኦም ኣብ ልቢ ሰማዒ ነዊሕ ስለዘይጸንሕ፡ ኣብ ተናውሐ ግዜ ከውርድዎ ዝኽእሉ ሃስያ ኣዚዩ ውሑድ ኢዩ፡ ፡
Posted on: Mon, 25 Nov 2013 18:23:15 +0000

Trending Topics



Recently Viewed Topics




© 2015