I cant get enough of this lovely song ከም ገልገለ - TopicsExpress



          

I cant get enough of this lovely song ከም ገልገለ መስቀል by Dawit Nega..... ልክዕ ሃምታ ሎሚነየ ትብል ደርፊ ድምፃዊ ሰሎሞን Yikunoamlak እየ ፍትውትው ኣቢለያ። ውህደት ሙዚቃኡ ቃሕ በሃሊ ላበልከኹ። ለካ ኽልቲአን ደርፍታት ወልድሽ ልተብሃለ ኽኢላ ምውሃድ ሙዚቃ እዩ ሰሪሕሎም። ብዛዕባ ወልድሽ ቕንይ ኢልና ህንምለሶ ልሀዚ ግን ደጊምና ደጋጊምና ነታ ሙዚቃ ነስተማቕር። ሞያኹም ይበርክት ደቂ ዓድና። ↓ ግርማ ትግራይ መኹርዒት ወለዳ ዘይሕመ ሸውዓተ ትውልዳ ፍቕሪ ሰላም ስኒት ዩ ዘመዳ ዓደይ ክትብል ምናዳ ምናዳ መርቑለይ - - - - ታ ኮርዒዳ ↓ እለመለይ ዙርያ እንደርታ እስኪ ትማዕርግ ከም አሕዋታ ኣንታ ኣላሚ ሃየ ሽመይ ኣብ ጥለት ሞልጎማ ኣንብረለይ ኣፍቱ ጥለት ኣብ ሞልጎማ ስዉር ፍቕረይ ፀሓፈለይ። ↓ ለለለ----------------ለለሎ ቆልዑ ናይ ትግራይ ዘይብል መን ሎ ቆናጁ ትግራይ ዘይብል መን ሎ ለለለ ለለሎ
Posted on: Mon, 05 Jan 2015 19:10:38 +0000

Recently Viewed Topics




© 2015