ሰላም ኩልኩም ደቂ ሃገር ሎሚ - TopicsExpress



          

ሰላም ኩልኩም ደቂ ሃገር ሎሚ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ሚክኒያት ብስም ተጋደልቲ ኣብ ዓዲ አንግሊዝ ተራክቦም ሰኢና ስ ተሃጉስና ኣወት ልማዶም ተላኢሎም ዝሕጉስ ዩ አንተኮነ ብግልባጡ ርእሶም ዝሓመሙ ኣዝተሳእኑን ብስም ወልዱ ተክለ ስፍለት ጸይቀ ዑሉል መታቆሲ ጽሑፍ ኣብ ራዲዮ ወጋሕታ ሰኢናስ ኣስደሚሙና ወልዱ ተክለ መንሙካኑ ዘይፍለት ህብሩ አንዳለዋወተ ተቃውሞ ኪሕምስ ድቃስ ሴኢኑ ዝሓድር መደላሓቂ በታኒ ህዝቢ ኮይኑ ስለዝረከብኩዎ ዓገብ ኪበሃል ሲለዘለውየ ኩልና ደቂ ሃገር ብፍላይ ከኣ ደለይቲ ፍትሕ በጃኩም ነዚኦም ክምዝይ በኣል ወልዱ ተክለ , Challenger , ሰሚራ ስብሃቱ ሓጎስ , በዘይተፈላለያ ኣስማት አንዳቀያየር ተቃውሞ ኪሕምስ ወይ አጸዉዎ ወይ ስጎጉዎ ይብለኩም አዝይ ወደሓንኩም ግርማይ ኣብርሃ
Posted on: Sun, 24 Nov 2013 13:22:19 +0000

Trending Topics



yle="min-height:30px;">
CINEMA:Álbum de Família (August: Osage County), baseado em um
JUST GO TO THE GYM MORE! Have you ever heard that from
SUPER SALE - 120 pieces left (great for gifts) >>> Premium Korea
Truyện 18+ : Em Thương bán trinh Cuộc sông của mỗi

Recently Viewed Topics




© 2015