ኣገራሚ ዜና!!!! ኣብ ደሴታት ሃዋን ምዕራብ - TopicsExpress



          

ኣገራሚ ዜና!!!! ኣብ ደሴታት ሃዋን ምዕራብ ጃፓን አንዳ ወዲ ንእንዳ ጓል 50 ዝሞታ ኣናጹ ገዝሚ ክህቡ ይግደዱ፡ ብኡ መሰረት ከኣ ከከም ጽባቐ’ታ ጓል እቲ ብዝሒ ክውስኽ ይኽእል፡ ኣብ ገለ ከባቢታት ርሑቕ ገጠራት ቻይና ድማ እቲ ገዝሚ 2 ኪሎ ሃመማ ስለ ዝበጽሕ መርዓውን ኣዕሩኽቱን እቲ ገዝሚ ንምእካብ ኣብ ፈቐዶ ኣንዳ ጉሓፍን ሃመማ ዝርኮቦ ቦታታትን ብምዛር እቲ ዝተባህለ ገዝሚ ክእክቡ ይውዕሉ፡ ቀያሕቲ ህንዳውያን ዓሰርተ ጽዓዱ!!!
Posted on: Fri, 16 Aug 2013 13:39:37 +0000

Trending Topics



Recently Viewed Topics




© 2015