ከም መሰረት እሙናት ምንጭታት ካብ ውሽጢ - TopicsExpress



          

ከም መሰረት እሙናት ምንጭታት ካብ ውሽጢ ኢቶዮጵያ ከም ዝገለጽዎ ፥ ኣብዚ እዋን እዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ እዘን ዝስዕባ ወተሃደራውያን ነፈርቲ ኣብ ምሉእ ስራሕ ተዋፊረን ከም ዝረከባ እቲ ሓቤረታ የመልክት ። ስረሓት ሶቭየት ዝኾና fighter ground attack MiG- 21Bis ቁጽረን 12 fighter ground attack MiG-21U ቁጽረን 3 ስረሓት ራሻ ዝኾና ground attack Sukhoi SU-25T and SU-25BK ቁጽረን 8 Sukhoi Su-27SK ቁጽረን 11 Sukhoi Su-27S/P ቁጽረን 3 Sukhoi SU-27UB ቁጽረን 4 ስረሓት ጥልያን ዝኾና ናይ ልምምድ Aermacchi SF-260 ቁጽረን 4 ካብ ቸኮዝሊቫክያ ዝተሸመታ Aero L-39 Albatros L-39C ቁጽረን 17 ስረሓት ሶቭየት ናይ መጎዓዝያ Antonov An-12 ቁጽረን 9 Antonov An-26 ቁጽረን 1 Yakovlev Yak-40 ቁጽረን 1 ስረሓት ካናዳ ናይ መጎዓዝያ de Havilland Canada DHC-5 Buffalo ቁጽረን 1 ስረሓት ኣሜሪካ ናይ መጎዓዝያ Lockheed C-130 Hercules C-130B ቁጽረን 2 L-100-30 ቁጽረን 1 ሀሊኮፕተር (Helicopter) ስረሓት ጀርመን ናይ መጎዓዝያ AutoGyro MT-03 ቁጽረን 2 ስረሓት ራሻ Mi Mi 24 attack helicopter ቁጽረን 27 Mi Mi-35 attack helicopter ቁጽረን 3 ስረሓት ሶቭየት ናይ መጎዓዝያ Mil Mi-14 ቁጽረን 2 Mil Mi-6 ቁጽረን 10 Mil Mi-8 ቁጽረን 12 ስረሓት ፈረንሳይ ናይ መጎዓዝያ Aérospatiale SA 31 Alouette III ቁጽረን 8 ስረሓት ጥልያን ናይ መጎዓዝያ Agusta-Bell AB.204 ቁጽረን 5 ከም ዝፍለጥ ኣብ ግዜ ሳልሳይ ወራር ስርዓት መንግስቲ ወያነ ሓንቲ ናይ ውግእ ሀሊኮፕተር Mi-24 ዋጋ 25ሚልዮን ዶላር ከም ዝተማርኸት ዝዝከር ኢዩ ። እዘን ብዓርቢ ኣብ መሬት ኤርትራ ዝዓለባ ናይ ውግእ ሀሊኮፕተራት ክልተ ካብተን ስለስተ ኣብ ትሕቲ ዋንነት ስርዓት መንግስቲ ወያነ ዝነበራ ኮይነን ጠቅላላ ዋጋአን 70 ሚልዮን ዶላር ከም ዝኾና ተረጋጊጹ ኣሎ ።
Posted on: Wed, 24 Dec 2014 14:08:30 +0000

Trending Topics



Recently Viewed Topics




© 2015