ዝሕጉስ ብስራት(Good news) ብመጀመሪታ ነቲ - TopicsExpress



          

ዝሕጉስ ብስራት(Good news) ብመጀመሪታ ነቲ ሰማይን ምድሪን ሰብን ኩሉ ዓይነት እንስሳን፥ ማይን፥ ውቅያነስ ባሕሪን ቃልያትን ዝረኣን ዘይሪኣን ዝፈጠረ ጎይታ እየሱስ ክሪስቶስ ክብሪን ኣምልኮን ስግደትን ምስጋናን ንዑኡ ይኩን። ኣብ ህወትና ኣምላክ ዝገበሮ ክንምስክሪን ክነግሪን ይግብና እዩ።...hallelujah... hallelujah.... hallelujah..praise be tothe lord. እንሆ ድማ ቪንያም ሓወይ ናብ ሎሚ ዘውጊሕ ለይቲ ናብ ምድሪ ኤሮጴ ብሰላም ኣትዩ ኣሎ። ኩሉኩም ይሕዋትን ቤተሰብን ፍተውትን ዕዙዝ ሰላምታይ ብምቅዳም ብጸሎት ዝደገፍኩሙንን ፥ዝሓገዝኩምን ጎይታ የሱስ ክሪስቶስ ምሳኩም።ሰላምን ጸጋን ጎይታናን መዳሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ምስ ኩልኩም ይኩን። እግዚኣብሄር ይባርኩምን ይሓሉኩምን። ቪንያም ንጉስ ካብ Italy , Europe በረከት ንጉስ ካብ ስያትል (Washington, USA)
Posted on: Thu, 23 Oct 2014 00:58:37 +0000

Trending Topics



Recently Viewed Topics




© 2015